• Yared Bokru posted an update

      4 weeks ago

      ሰላም ኣብ መላእ ዓለም ትርከቡ ኣፍቀርቲ ስነጥበብ ከመይ ትኾኑ.እንሆ እንበኣር ሕጂዉን ከምቲ ልሙድ ቻነልና ሲነማ ኣስመራ ን ተኸታተልታ ንምሑጋስ ሓዳሽ ን 10 ክፋላት ትኸየድ ብ ኣዝዮም ሙኩራትን ሁቡባትን ተዋሳእቲ ዝተዓየየት ማዕተብ ምሕዝነት ኣርእስታ ኣዝያ ብልጽቲ ፊሊም ሒዝናልኩም ክንመጽእ ኢና ስጋብ ሽዑ ግን Subscribe ግበሩ ነዓና ንዕቤትና ሓጋዚ እዩ እሞ ኣብ ጎንና ኹኑ .

      ደራሲ ኪዳነ ማርያም ኢዮብ

      ዳይሬክተር ማቱሳላ.

      ክትመሃሩን ክትዘናግዑን ትደልዩ እንተኼንኩም ሲነማ ኣስመራ ይኹን ምርጫኹም